ቤት መዘጋጃ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ከተማኡ መሰረታዊ ፕላን / Basic Plan / ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣጉላዕጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ
ሓላ/ ዝተ/ መሰ / ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቂርን ልቃሕን መሓዙት ካብ 29 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ ዓሰርተ መዓልቲ ዝፀንሕ ምልክታ ስራሕቲ ዲዛይን ህንፃ ብምዉፃእ ተጫራቲ / ዲዛይነራት ከስርሕ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
... ገልግሎቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 16ኛው ቀን ጠዋት 3:30 ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትንመሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ንምስራሕ ንኣመከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ መማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን መማከርቲ ህንፃን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ መማከርቲ ምህንድስና ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብቲ ከተማ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምልላይ ኣቁሑታት
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ሎት 1 ናይ ቀበሌ 01ን 02 ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 2 ናይ ቀበሌ 06 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ለ 2ተኛ ግዜ የወጣ ግልፅ የጨረታ ማስታወቅያ የኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ በትግራይ ክልል ለሚገኙ የገጠርና ከተማ የመንገድ ኤጀንሲዎች ለመንገድ ጥገና የ2012 ዓመት በጀት የመደበ ሲሆን ከዚሁ ከተመደበው በጀት ውስጥ ለመንገድ ኤጀንሲዎች የሚሠት የመንገድ ጥገና ሥራ የኮንሰልታንሲ ሰርቪስ ግልፅ ጨረታ አጫርቶ ለኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ እንዲያቀርቡ የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድ ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መንገድ ልማትና አስተዳደር ከኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ ፅ/ቤት በተሰጠው ሙሉ ውክልና መሠረት ከዚህ በታች የተዘረዘረውን መስፈርት ማሟላት የሚችሉ ሁሉ በግልፅ ጨረታው መሳተፍ ይችላል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ናይ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 1 ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ