ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2015 ዓም ወይድማ ናይ ድሕሪኡ ዝተሐደሰ ሕጋዉን ተዛማዲን ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ምካንኩም መረዳእታ ቅዳሐ ሰነድ ከተታሕዙ ይግባእ

2 ተጫረቲ ተናአሰ ክልተ ፕሮጀክትታት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ዝሰርሑን ብድረጃ 3 ልዕሊኡን ናይ ሐመድ ምርመራ ፍቃድ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

3 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ምልክታ ምስተጋወሐ ካብ ዕለት 20 ሕዳር 2016 ዓም ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2016 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ ብር 200 ብምክፋል ላጪ ካብ ዝርከብ ወና ቤት ፅሕፈትና ኮንስትራክሽንን ዲዛይን ክፍሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይግብእ

3 ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ቴክኒካልን ፕሮፖዛል ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ንን በይኑ ብዝይ ስርዝ ድልዝ ብጨረታ ሰነድ ዝተቀመጠ መሰረት መሊእኩም ፈሪምኩም ማህተም ገይርኩም ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት ሰዓት 3:30 ረፋድ ላጪ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክተቅርቡ ይግባእ

4 እቲ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ኣብ ተመሳሳሊ ማዕልቲ ሰዓት 3:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ትካልና ዝክፈት ኮይኑ ዝተረከበ ይኩን ዘይተረከበ ተጫራቲ በቲ ዉፅኢት ተገዛኢ ይከዉን

5 እቲ ፋይናንሻል ማልት ድማ ዋጋ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ 100000 /ሚአቲ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይ ድማ ባንኪ ዋሕስ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ግዘ ከቅርቡ ይግባእ

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408700  034443887

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s