ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ቢዩልዲንግ ኮንስትራክሽን ማተሪያልስ ኤንድ ኤለክትሮድ ማተሪያልስ ( Building construction materials & Electrode materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 5, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2017 በጃት ዓመት ንትካሉ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 27, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንኣገልግሎት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፀት : እታወታት ሕርሻ : ዕድጊት እንስሳ : ከምእዉን ንመሳርሒ ዝዉዕል ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተበጀተሉ መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገለግልት ዝዉዕሉ ዓይነታት ንብረት ከም ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ቢሪንግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ን2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፡ ኣቅሑት ሆቴል ፡ መሳርሒ ኣቅሑት ሌዘር ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ንካልኣይ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣንግል ኣየረንን : ሽት ሜታል :ስኬር ፓይፕ: ቴፍሎን ሮድ :ኤሌክትሮድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ንኻዕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት