ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ አቁሑት ኣቁሑት ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ :ናይ መኪና ጎማን : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፥ፅሬት ኣቑሑን፥ ህንፃ መሳርሒን ናይ ተሽከርከርቲ ጎማ መኪና ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምልሻን እቶትን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ማይን ኢነርጀን ክልል ትግራይ ንምሕደራን ቑፅፅርን ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዝኢት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካሊእ በጀት ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካብ ስሩዕ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሲፍቲኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብምድብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ