ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንመዘናገዒ ማሕበር መናእሰይ ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ(ሙዚቃ)መሳርሒ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም (Color printer Ink) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ንዝተፈላለዩ ሎት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንግልጋሎት ሴክተራት ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ መኪና ሰፔር ፥ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ኤሌትሮኒክስ ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑን ፥ Food item ፥ Drop in materialsን ፕፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጋንታ አፈሹም ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክልን : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓደዋ ኣብ 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ን ሓፂር ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን