ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናንስ ወረዳ ጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆምትን ሃለቅትን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት ሎት 3 ህንፃ መሳርሒ ሎት 4 ማይ ኣቅሑት ሎት5 ኤሌትሪክ ኣቅሑት ሎት 6 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 7 ቃሚ ንብረት ሎት 8 ናይ ተሽከርካሪ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትጨረቱ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ሞተር ሳይክል ፅገና መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር/ እና መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያን ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእን ከስርሕን ይደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ካብ 12/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከ/ስ/ዕ/ንብረት ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መብራህቲ ናዉቲ ኣቅሓ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ፈርኒቸር /ጣዉላ/ ፅሬት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከቶኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብጥበብ ሙዚቓ ንዝነጠፍ ከየንቲ ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ዝተፈላዩ ዘመናዊ መሳርሒ ሙዚቓ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2013 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ብናይ ኤሌክትሮኒክስ ንግዲ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ዱቡሊኬተ (DX 2430) ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 27, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን