ፋብሪካ መሰቢ ስሚንቶ መክዝን ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተዋፈረኩም ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ ፈቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልመዓት ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣብ ጣቢያ ሙሴን ሰድሪን ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ ዝኮነ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ፍልፍል በጀቱ ድማ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ብደረጃ ወይ እዉን ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ተወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ካብ PSNP-5 ሰፍትኔት ብዝተረከበ ባጀት ንፅሕፈት መሳርሒ ኢንዳስተርያል ማተርያል ስፔር መቀያየሪ ኣቁሑት ሞ/ሳይክልን ውፅኢት መዓድን ብፕሪፎርማ /Shoping/ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ንከርሰ መሬት አገልግሎት ዝውዕል ናይ ቡንቧን ኤሌትሪክን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር ማኒፎልድ ጌጅ : ኤየር ከልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን