ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ /ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ናይ ደገ መብራህቲ ዝዉዕሉን ኣቅሑት ኮንስትራክሽንን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ድማ ናይ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መዋልዳን ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
... የመኖ ማቀነባበሪያ ማሽን፣ የ milk processing equipments (Pasteurized milk production line), Main & sub distribution board ከህጋዊ ነጋዴዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 15 ቀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሕርሻ መሺነሪናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም 2ይ ፍርቂ ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣዉቶ ሞቲቭ ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃን፣ ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክስቲ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ እምንን ሓሸዋን ንቲዮታ ሲንግል ካፕ ሞዴል HZJ79L/TJMRS መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ማዘገጃ ከተማ ንጉስ ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ም ንናይ ባውዛ መብራህቲ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዕድጊት ንምፍፃም ስለዝድለየ ሕጋዊ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑ ቢሮ፣ ሕትመት፣ ኮምፒዩተራት ተዛመድቲ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅሬት፣ ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ናይ መብራህቲ ናውቲ /ኣቅሓ/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን