... ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ቻርጀር (Sumsuvg original fast With plug) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ንብረት (ኤሌክትሪክ ገመድ ) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ኤለክትሪክ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop comput) ክዕድግ ይደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ፡ ፅሬት፣ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ መኪና፣ ሕትመት ዕንፀይትን ደንቢ ክዳንን ከምኡ ውን ዝተፈላለዩ ኣፋውስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት እዉን ኣቅሑት ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሕትመት : ዕንፀይቲ : ደንቢ ክዳን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ኣፋዉስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ገዛን: ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንማእኸል ሃንደበታዊ ሕማም ግልጋሎት ዝዉዕል ሶላር ቻርጅ ኮንትሮለር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ ዋይፋይ ራዉተር በዝሒ ሰለሰተ : ቪዝን ሚክሰር ኤቸ አሰ 1300 በዝሒ ክልተ : ቲቪ 43 በዝሒ ክልተ : ናይ እስቲድዩ ኤክስኪዩቲቭ ስራሕቲን ተዛመድትን ናብ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብዝጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን