ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop comput) ክዕድግ ይደሊ ።

ግልፂ ጨ/ ቑፅሪ 0300 /ደወ-040/16 

ዕለት 10/12/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop computer) ክዕድግ ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተተሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ፡፡

01. ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃሰሰ ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ፣ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝግብቲን ፣ ቲን ናምበር ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ኣብ ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ምኽፋሉ ዲክላራስዮን ናይ ወርሒ ሰነ / ሐምለ 2016 ዓ/ም ምስክር ወረቐት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን ። ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ C.P.O ወይ ብሰርትፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ

02. እቲ ጨረታ ሰነድ ብፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዝቐርብ ኾይኑ ንሕድሕዶም ብሓደ ኮፒ ብኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኽቐርብ ዘለዎ ኾይኑ ዋንኡን /ኦርጅናል/ ምስ ቕዳሕ /ኮፒ/ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ፡፡ ብግልፂ ዝረአ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ፣ ቲን ዝተመዝገቡ ፣ ናይ ኣቕራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ፣ CP.O ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ኣብ ቴክኒካል ኦርጅናል ዶክመንት ክተሓሓዝ ኣለዎ።

03. ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 200 (ክልተ ሚኢቲ) ብር ከፊሎም ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታው ይኽእሉ። ከምኡ ውን ተጫረቲ ብዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፣ ፊርማን ኣድራሻን ክገልፁ ኣለዎም፡፡

04. ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቕድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ 03-44-40-28-01 ክሓቱ ይኸእሉ።

05. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 11/12/2016 ዓ/ም እስካብ 21/12/2016 ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 21/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፣00 ተዓፅዩ ኣብ ዝተጠቐሰ ዕለት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 4፣30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ይኸፈት ፡፡ ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይትኣጓጉልን፡፡

06. ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኢዩ።

ኣድራሻ ዒላላ ፈልሲ ጣብያ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s