ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈትን ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ኣብ 2018 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ መደጎ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ፎርድ ምስ ደጋፊ መንደቅን ምሩፅ ሐመድን ምልባስን ምድግዳግን ስራሕ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪታት ተጠቂሞም ናይ ፎርድ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን RC ወይድማ ጀነራል ኮንስትራክሽን GC ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ብዘለዎም ትካላት ንግዲ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 08:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ናይ ሐበር ዒላ ማንዋል ድሪሊንግ ኣብ ህንፀት ማይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ንዝተዋፈረሑ ሕጋያን ነጋዶ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፍር ቁጠባ ወረዳ ኦፍላ ካብ FSRP Food System resilence progm ቀዳማይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514856 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ስምረት ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓይኖ ማይ መንደር ካልኣይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514855 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ጎራ ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓግዞባ ሳልሳይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514854 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ፋራ ፍሉ ቦታ ገረብ ፍንጣጣ ካብ ተረቀ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዝተጠቀሱ ቦታታት ህንፀት ልምዓት መስኖ ኮንስተራክሽን ኦፍ ካናል ኣፕግሪዲንግ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ቤት ፅሕፈት ህንፀት መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀት ስራሕቲን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ኩሉ ሃሪፋ ናይ እንስሳ መሐከሚ ፅገና ከምእዉን አብ ከይዲ ስራሕ ኤክስቴንሺን ኣብ ጣብያ ልምዓትን ዓዲንግስትን ድማ አብ ማእከል መሰልጠኒ ሐረስቶት ዝሰርሑ ስራሕቲ ብፕሮግራም ምጥንካር ስራሕቲ ምግቢ ማለት እዉን ፈድ ሲስተም ሪሳይለንስ ፕሪግራም በጀት ንምስራሕ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዘተሰማረዩ ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣንዳ ሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጅክት ናይ ሓባራዊ ዕላ ኣብ ጣብያ ደሓዝቲ ፍሉይ ቦታ ዝባን ትምህርቲ ማይ ጎዳጉዲ 2 ዒላ ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ታሕታይ ሕያ ፍሉይ ቦታ ሰውሒ ያ ሰውሒ ወልደ ሰንበትን ገረብ ዓይኒን 3 ዒላ ዝኮኑ ፕሮጀክትታት ብምልክታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 21, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲንስራሕቲ ማይ
ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀት ስራሕቲን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል መክተቢ እንስሳ ኣኒማል ክራሽ ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ፎድ ሲስተም ረሲላንስ ፕሮግራም በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲንግስቲ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዘተሰማረዩ ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፕሮጀክት ምድብ ሐደ መንገዲ ነበለት ፍላፍልን ማይቅነጣልን ምድብ ክልተ ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ነበለት ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ፕሮጀክት መንገዲ ዓዲግራት ፕሮጀክት መንገዲ ኣክሱም ፕሮጀክት መንገዲ ሸራሮን ናይ እግረኛ መጎዓዚ ቴራዞ ስራሕቲ ብንኡስ ስራሕቲ ተጫራቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ መንገዲ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን