ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ብናይ SLM በጀት ንኮንስትራክሽን ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እውን ናይ መኪና መለዋወጢ እቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሪክ እቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቕሑት /ፈርኒቸር ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖም ዘሎ ህንፃታት ኣገልግሎ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ግሬድ 75 ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይዕድም፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መለዋወጢ ዘይትታት ህንፃ መሰረሕ ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግሪነሪ ስልጠና ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ
መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ውፅኢት መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሱቡሓ ሳዕሲዕጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ : ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ መዓድን መሳረሒ ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሱቡሓ ሳዕሲዕጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት