ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2010 ዓ/ም መደበኛ በጀት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ናይ ቢሮ አቁሑት ፈርኒቸር: ላፕቶፕ ፎቶኮፒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 22, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን:ናይ መኪና ጎማ ሞተር ሳይክል ያማሃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመኽዝንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2010 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ዕጥቅታት ስፖርት :ፋርጎ ማሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ማእኸል ምርምር ሕርሻ አበርገለ አብ 2010 በጀት ዓመት ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒት : ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት) : ፅሕፈት መሳርሒ : ከሚካላት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ግልጋሎት ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት ኣቅሑት: ናይ መኪና ጎማን ባትሪን: ክሎሪን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ናይ ፈርኒቸርን ሓፂን መፂን ኣቅሑት: ሞተር ሳይክል ኣቅሑት: ብረት ቱቦን መገጣጠምን ቆፃርን ማይን ናይ : HDPE ቱቦን መገጣጠምትን ኣቅሑት : ናይ ባጀጅ :ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ሞተር ሳይክላት መለዋወጥቲ ኣቅሑት : ናይ ሳይክላት መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ሎት ሐደ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሰለስተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ክምፒተራትን : ሎት ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝከዉን ስዊች ቦርድን : ሎት ሽድሽተ ንቤት ፅሕፈት ዝከዉን መጋራጃ : ሎት ሸዉዓተ ስፔር ፓርት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን