ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 4 ፕሪነተር(Laser Jet printer) ን 4 ዴስክቶፕ ኮምፒተርን(Desktop Computer) ንምዕዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የገቢዎች ልማት ባለስልጣን ለ2ኛ ጊዜ የወጣ ግልፅ ጨረታ የትግራይ ክልል የገቢዎች ልማት ባለስልጣን ለ2010 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ላፕቶፖች :ቢመር: ኤች ዲ ዌብካም:ወዘተ (ኤሌክትሮኒክስ) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ በታች የተዘረዘረዉ መስፈርት ያማሉ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ 2010 ስሩዕ ጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መቅረፂ ምስሊ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣብነት ፋርጎ ማሽን: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቆወምትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
የትግራይ ልማት ማህበር ለፅህፈት ቤቱ አገልግሎት የሚዉሉ ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ካሜራ: ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ሎሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር