ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 130 ኮምፒተራት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፍርዲ ወረዳ እምባ አላጀ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣለጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሆስፒታል መቐለ ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ገዛ ፣ ላፕቶፕ ን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ከስርሕን ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤክስተርናልሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዴስክቶፕ ኮምፒተራት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ላፕቶፕ corei5 በዝሒ 51 ፣ printer በዝሒ07 ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 09:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን