ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ን2018 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድን ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ጉድኣት ኣካል ሓገዝቲ ናውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: መጉልሂ ድምፂ : ምንፃፍ : ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ስለዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ DISKTOP AND PRINTE ክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስፒከር ፣ ምንፃፍ፣ ፅሬት ኣቁሑት ካብ ናይ ፕሮጀክት ዩኒስኮም ፕሮግራም ዩኒሴፍን በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመጋረጃን ምንፃፍንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንእብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንኢንተርኔት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቐሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን