1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታን: ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል
3 ካብ ትካልና ክፍሊ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 25/5/2018 ዓም ክስብ 10/6/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ን 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 እቲ ጨረታ 10/6/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ዕለት 10/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ይከፈት
5 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም
6 ዋጋ ዝተመልእሉ ጨረታ ስነድ ኣብ ልዕሊኡ ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንሎት ክልተ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብምባል ሐደ ዋናን ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ታጫረታይ ፊርማን ማህትምን ስልኪ ቁፅሪን ክግበረሉ አለዎ
7 ብዝኮነ ምክንያት ዝተሐተትዎ ረቆሒ ዘየማልኡ ነጋዶ ከብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 18 መስመር ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ከረክቡ አለዎም
9 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913200951 / 0987313391
ድሕሪት