ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ አቑሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናካልኦት ዝሽወጡዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ላፕቶፓት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ UNFPA ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Core i5 lap top ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም እንደሊ ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንኻልአይ ግዜ ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን