ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ሞተር ሳይክል ስፔር ኣቅሑት : መኪና ስፔር ኣቅሑት: ኮምፒተርና ኮምፒተር ተንከፍ ኣቅሑት : ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት : መኪና ፅገና ጋራጅ :ሞተር ሳይክል : መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ንዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቀሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር መለዋወጢን : ናይ ሸቀጣ ሸቀጥን ኣቅሑት ፅሬትን : ሓፂን መፂን ዕንፀይትን : መሳርሒ ህንፃ : ግልጋሎት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን ካልኦትን ንምዕዳግ ከምእዉን ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ግልጋሎት መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ግልጋሎት ፅገና ኦፊስ ኣዉቶ ማሽን : ፅገና ሞተር ሳይክል ግልጋሎት ጋራጅን ፅገናን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና አቁሑ ጀነሬተር ኤለክትሪክ ማይ ቡንባ መሳርሕታት ህንፃ አቁሑት ገዛ መሳርሕታት ፅሕፈት መሳርሕታ ፅሬት ቢሮ መገልገልን ኮምፒተርን ተዛምድቲ ብሮድካስቲንግ መፈነዉን መቀበልን ብኤለክትሪክ ዝሰርሑ ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑ ደንቢ ክዳን ሸቀጣሸቀጥ ጥረምረ አሕምልትን ፍራምረን ግልጋሎት ገራጅ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ ፅገና ኤሲን ፍርጅን ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ስርሕቲ ሕትመት አቅርቦት ስጋ ምድላዉ ባልትና ባንን እንጀራን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ: መሳርሒ ፅህፈት: አናእሽተይ አቁሑት: ኣቅሑት ፅሬት :ሕትመት :ኤለክትሮኒክስ ፅገና: አቁሑት ቢሮን :ተሽከርካሪ ሞተር ሳይክልን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 8ተ ዴል ኮምፒተር እና 8ተ ኤችፒ ሌዘር ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 29, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 7, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈትና ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 8ተ Dell computer እና 8ተ HP Laserjet Printer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 29, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ሎት ሽዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት : ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታትን ከተማታትን መጎዓዝያ መኪና : ፅገና መኪና ጋራጅ : ሎት 10 መሳርሒ ህንፃ በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : ስራሕቲ ሕትመት : ዕጥቅታት ስፖርት :መላዋወጢ መኪና : ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 28, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ