ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : መሳርሒ ፅሬትን : ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ ካብ መደበኛ መጀት 2009 ዝተመደበልናንዝፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 23, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ን 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት: አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 19, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 2, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ ዝ ዉ ማሕበር ን 2009 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ንሰራሕተኛ ዝከዉን ክዳን ደንቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
መዕረፊ ነፈርቲ ኣፄ የዉሃንስ ኣክሱም ኣብቲ መዕረፈቲ ዝርከብ ባርን ሪስቱራንትን ንምክራይን ን 2009 ዓም ዝተፋለለዩ ኣቁሑት ቢሮ ኣቁሐት ፅሬት :መሳርሒታት ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : መለዋወጢ ኣቁሕት ቡንባ : መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና : ኣቁሑት ኤሌትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ ስሩዕ ካብ ክልል ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናን ንሓፂር ስልጠናን ካብ ዝተለአከ በጀትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : አይቲ : ኤሌክትሪክ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ንካልኦት ኣቑሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ን2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዉድ ወርክ :ንጀነራል መካኒክስ : ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 21, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ብናይ ፋይናንስ ሕጊ ኣዋጅ ቁፅሪ 2552007 ዓንቀፅ 73 ዘተዉሃበ ስለጣን ተግባርን ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ