ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ ስሩዕ ካብ ክልል ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ከይዲ ስራሕ ዉፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናን ንሓፂር ስልጠናን ካብ ዝተለአከ በጀትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : አይቲ : ኤሌክትሪክ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ንካልኦት ኣቑሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  1. ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም::
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይÂ መለለይ ቑፅሪÂ ዝተመዝገብኩምን TIN ሰርተፊኬት ክተቕርቡÂ ትኽእሉን
  3. ንተወሳኪÂ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም: VAT ምዝገባÂ ሰርተፈኬትንÂ ናይÂ ወርሒ ነሓሰ VAT ዲክላሬሽንÂ ክተቕርቡÂ ትኽእሉን::
  4. ናይ 2009 ዓም ናይ መቐረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  5. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይነኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩመሉ ዕለትÂ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተኸታታሊ መዓልቲ ብናይÂ ባዕልኩም መጎዓዝያ አብ ሑመራÂ ፖሊÂ ቴክኒክÂ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርÂ ክትቕርቡ እትኽእሉ::
  6. ተጫረቲÂ አብÂ ሕድሕድ ምድብÂ መወዳደሪÂ (LOT) ቴክኒካልÂ መረዳእታ ቕዳሕÂ ክተተሓሕዙ ትክእሉ::
  7. መወዳደሪÂ ሰነድÂ ስርዝ ድልዝÂ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ : ናይቲ ትካልÂ ማህተምን ናይÂ ዝምልከቶ በዓል ዋና ፌርማን ዝዓርፎ ክኸዉን አለዎ::
  8. ተጫረቲ ንሕድሕድ ዝወዳደርሉ ምድብ (LOT) መወዳደሪ ዘይምለስ ብር 50. 00 / ሓምሳ / እናኸፈሉ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ደጋፊ ከስዕፋንምምርን ቢሮ ቁፅሪ 06 ሖመራ ከምአዉን ካብ ቢሮ ቴ ሙ ት ስ ደጋፊ ከስዕፋንምምርን Â 4ይ ደበሪ ቢሮ ቁፀሪ 333 መቐለ ካብÂ ዕለትÂ 11/ 02/2009Â ዓ/ም ክሳብÂ 25/02 /2009Â ዓ/ምÂ ስዓት 3:00Â Â እናመፃእኩምÂ ሰነድ ጨረታ Â ዚኦም ክወስዱ ዝኽእሉ::
  9. ተጫረቲ ንሕድሕድ ምድብ መወዳደሪ
  • ንምድብ ሐደ ብር 30000 ሰላሳ ሽሕ
  • ንምድብ ክልተ ብር 5000 ሓሙሽተ ሽሕ
  • ንምድብ ሰለስት ብር 10000 ዓሰርተ ሽሕ
  • ንምድብ ኣርባዐተ 3000 ሰለስተ ሽሕ
  • ንምድብ ሓሙሽተ 7000 ሸዉዓተ ሽሕ
  • ንምድብ ሽድሽተ 7000 ሸዉዓተ ሽሕ

ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  1. Â ካብÂ ጠቕላላÂ ዝሰዓርዎ Â Â 2 Â %Â Â ዊዝÂ ሆልዲንግÂ Â ታክሲÂ ክኸፍሉÂ ዝኽእሉ::
  2. Â Â እቲÂ ጨረታÂ ዕለትÂ 25/02/2009 Â ዓ/ም ልክዕÂ ሰዓትÂ 3:30Â ተዓፅዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓትÂ 4:00 ኣብÂ ቢሮ ቴ ሙ ት ስÂ /ክ/መ/ትግራይÂ ደጋፊÂ ከይዲÂ ስራሕÂ ዕዳጋÂ ፋይናንስንÂ ንብረትÂ ምምሕዳርንÂ ተጫረቲÂ ወይÂ ሕጋዊÂ ወከልቶምÂ ኣብÂ ዘለዉሉ ይክፈትÂ ::ተወዳደርቲÂ ብዘይÂ ምርካቦም ጨረታÂ ምኽፋት ኣይተአጎጎልን
  3. Â ኮሌጅናÂ ነቲÂ ጨረታÂ ዝሐሸÂ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእÂ ኮነ ብክፋልÂ ናይÂ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወÂ እዩ::
  4. እቲÂ ጨረታ ምስተኸፈተÂ ኮሌጅናÂ ናይቲÂ ዝግዛእ ንብረትÂ መጠንÂ ክሳብÂ 20Â %Â ክቕንስ ክዉስክ ይኽእልÂ እዩ::
  5. ተወዳደረቲÂ እተቕርበዎ ንብረትÂ ኣታዊÂ ዝኸዉን ብቴክኒክÂ ፅሬት Â ኮሚቴÂ Â Â ተፈቲሹÂ Â ትክክለኛ ነቱÂ ምስተረጋገፀ ጥራሕÂ ይኸዉን::
  6. ኣብÂ እዋን መኽፈቲ ጨረታ ተጫረቲ ኦርጀናልÂ ዶክሜንት ሒዞምÂ ክርከቡÂ Â አለዎም::
  7. ንዝበለፀÂ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 480510/11 ወይድማ ብሞባይል 0914259187 0985001443 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s