ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 29, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ትምህርትን :ሕትመትን ካልኦት አቁሑትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2009 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት /GEQIP/ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምኑ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ሕንፃ መሳርሒ: አሌክትሮኒክስ: ምግብን ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 8, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት :ናይ ኣዉቶሞቲቭ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 7, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 20, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዓ/ዓዲ ሆስፒታል መሳርሒ ፅሕፈት :ስራሕቲ ሕትመት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ኤለክትሪክ :ናዉቲ ማይ ባንባ: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ወናብር ቢሮን ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ዝተፋላለዩ ሕተመትን ቅጥዒታትን : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : መሳርሒ ፅሬትን : ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 16, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 9, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት