ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ፋፂ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ሳይንተርያስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ሩባ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ኢንዳስተሪስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2018 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንበረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብናይ ኤሴልምፒ KFW4 በጀት ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆፎ ንህቢ ምስ መሉእ ቀረቡ ማለት እዉን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ :ሞተራት ማይ ብረቆሒ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብ ገብርቲ ሰናይ ብዝተረከበ በጀት መሳርሒ ህንፃ ፡ ሞተር ናይ ማይ ፡ ፈልሲ ጣብያ ፡ ናይ ሓባር ዒላ መሰረት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 05:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 26, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ማይን ፍሳስን ከተማ ድብድቦ ኣብ ናይ 2018 ባጀት ዓመት ንዝርገሐ መስመር ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ HDPE ቱቦን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 06:05 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ድብድቦጨረታ መደብ:ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ንቤት ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት