ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ንቤት ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቤት ዕዩ ትልምን ፋይናንስ ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይቲ ዘመን ዘሐደሱን መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ዚወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

4 ዝልከዉ ደከሙንት ብንፁር ዝተዳላወ ክክዉን አለዎ ብንፁር እንተዘይተዳሊዉ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከምዝከዉን ንፍልጥ

4 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ካብ 22/4/2018 ዓም ክሳብ 12/5/2017 ዓም ክብ 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ዝቀርብ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዋና ሐደ ቅዳሕን ነንብይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ አብ ልዕሊኡ ናይ መቅረባይ ሙሉእሽም ናይቲ ትካል ኣድራሽ ምልኡ ስምን ስልኪ ቁፅሪ ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምካኑን ናይቲ ቤት ዕዩ ሽም ክሕብር አለዎ

6ተጫረቲ ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብሽም ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 13/5/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ቅ/ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ከይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ኣብ እዋን አፈፃፅማ ዉዕሊ ዋጋ ምስትክክል ኣይከኣልን

9 ኣብቲ ጨረታ ሰዓረቲ ዘይኮኑ ተወዳደርቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ናይቲ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ምስአሰረሎም ይምለስ

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 ተከታታሊ መዓለቲታት ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ዕዩና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

11 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s