ኮሌጅና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካለና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርትን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ባይቶና መፅሓፍቲ ከሐትም ብጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ህንፃ መሳርሒ: ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ቤተ ንባብ : ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ስፖርት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሕታት ማይን ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መራብሒ ማሽንን ፣ፕሪንተርን ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናውቲ ኮምባይን ዴስክ ጠረጴዛን ወንበርን (Different size of school furniture) ምስራሕን ሰሪሕካ ድማ በቢወረድኡ ምጉዕዓዝ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መምሃሪ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ብስክሌትን፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትታትን ጥዕና ኬላ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 22, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ንቤተ ንባብ ዝዉዕል ዝተፈላለዮ መፃሕፍቲ(ሪፈረንስ ቡክስ) አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ቢሮ ቀወምቲ አቁሑት :መፃሕፍቲ: ፅሬት አቁሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ናይ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን