ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 2, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 11, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒዩተራት :ፈርኒቸራት: ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት: መፃሕፍትን ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ጀነሬተራት ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ስፖርት ዕጥቂ :ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :መፅሓፍትን: ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን :አቁሑት ኤሌክትሪክ :ጀነሬተራትን :ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2009 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞባይል ቆፎ: ሰዓት: ሓጋዚ መፅሓፍትን: ካሜራ ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 12, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ እዞም ዝስዕቡ ንብረታት ማለት ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 6, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ አቁሑት ፣ናይ ቢሮ አቁሑ፣ ናይ እንስሳት ሓለዋ ጥዕና ንብረትን ኬሚካላትን ፣ናዉቲ ቤተ ፈተና፣ መፃሕፍትን ኣብያተ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስሚንቶ ካብ ከተማ መቀለ ናብ ከተማ ዶሃ ከጋዓዕዝ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተመኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ክፍሊ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲ ቤተ ፈተነ መሳርሕታትን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕታት ተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኬሚካልን ሪኤጀንት