ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ ለፋብሪካዉ ምርት ክፍል ዉስጥ 2*3*2.6 ሜትር የሆነ መስታወት እና አለሚኒየም ፓነል የሚሰራ ቢሮ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትግራይ ናይ ዓድዋ አገልገሎት መዉሃቢ ቤት ፅሕፈት ናይ ህንፃ መወዲኢ ዘድልዩ ናዉቲ ማለት እዉን ናይ ዕንፀይቲ : ናይ ኣሉሚኒየምን : ሰራሚክን ከምእዉን ናይ ኢድ ዋጋ ሙሉእ ስራሕ ወዲኡ ዘረክብ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅገና ግልጋሎት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ወጋገን ባንከ ኣማ መቐለ ዲስትሪክት ስር ለሚገኙ ከዚህ በታች ለተዘረዘሩት ቅንጫፎች የሚያስፈልግ የጥበቃ ቤት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማስራት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
የኢንዱስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፖሬሽን መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት ኣምስት የብረት ሎከር በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኮሌጅ መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኣፅቢ ዝ/ዩ ኣቅሑት /ንብረት/ ናይ GMFA ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዋና ቢሮ ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕል ባንኮኒ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ስ/ዕ/ፋ/ነ/ምም/ር ናይ ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂን መፂንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ/ ሰን/ምምሕዳርን ናይ ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂን መፂንን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን