ሕስ ናይ ገዛ ቑጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ B+G+10 ወዲእና ንኣማዊል ንምርካብ ናይ በሪ ኣለሚንዮም (Aluminum works) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (13 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ትካልና መስፍን ብረታብረትና ኢንጂነሪንግ ኃ/የተ/የግ/ማሕበር ኣብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ዋና ቢሮ ዝሰራሕ ናይ Aluminum,WPC MDF & Wood works ስራሕቲ ብቕሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎትዝውዕሉ ውፅኢት ሓፂን-መፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዋና መእተዊ/ዓብይ/ በሪን ኣለሙኒየም በሪታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣልምንየም ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ኣብ ልእልተ ልኡላን ጽርሐ አርያም ቅ/ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ልምዓት ኮሚቴ ኣብ ካቴድራሉ ቅፅሪ ብአንፈት ሰሜን ምዕራብ ንህዝበ ክርስቲያን ግልጋሎት ዝህብ ዓብዪ ዘመናዊ ሽንት ቤት (ሽቓቕ) ዝኸውን አለሚንየም መዓፁ ፤ ብናይ ባዕሎም ማተርያል ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከሰርሕ ወሲኑ አሎ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 12, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 12:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
ሱር ኮንስትራክሽን ሃለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ መቐለ ከተማ ላጪ ቢሮ ዝርከብ ህንፃ ናይ መስታወት ስቲከር ስራሕቲ ማለት ግላስ ስቲከር ወርክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትንመሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር : አለሚኒየም መገጣጠሚ መስትያት : ናይ አዳራሽ ጨርቂ ከስርሕን ከዕድግን ይደሊ ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንመሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ ህንፃ በርን መስኮትን መስርሒ ኣገልግሎት ዝውዕለ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕደ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትሰራሕቲ ሓፂነ መፂንስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን