ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UN Women Food Security ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Furit and Vegetable,seeds and seedings ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CCO ዝተረኸበ ሓገዝ ዘመናዊ ቆፎ ንህቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ- ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣብርገለ የጭላ ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኢንዳስትሪ፤ ግብርናን ኮንስትራክሽን መሳርሒ ዕድጊት ካብ በጀት ዓመት2018ዓ/ም ናይ PSNP-5 በጀት ንቤት ፅሕፈታት ፣ ወረዳና አበርገለ የጭላ ዝተመደበ በጀት ካብ ሒሳብ መደብ 6324 አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመጋረጃን ምንፃፍን
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን እንቁላሊሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ፕሮግራም PSNP-5 / ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ግልጋሎት ዝውዕላ pakege Three Forestry seeds/ ናይ ደኒ አግራብ ዘርኢ መቅረብቲ ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቀይሕ ተኽሊጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን
... ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ : ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ : ንፈልሲ ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ዝራእቲ : ንስነ መዓዛ ካብ 45 ማዓልቲ ዝገበራ ጨቓዊት ደርሁ ብምልክታጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዝተፈላለዩ መዓልቲ ይዕፀው በቢ ሎቱ ይፈላላል ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻሕርሻ መሺነሪፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዕራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል በጀት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ደርሁ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ