ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ሕረጭ ቆፅሊ ሞሪንጋ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይስራሕቲ ሓለዋትራንስፖርት ግልጋሎትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቅሑት ኦክስጅን ፕላንት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
Chain of Love for Human and Environmental Development (COLHED) to achieve its objective, our organization intends to purchase Vegetable seed. We invite all eligible suppliers to bid for the supply of Vegetable seeds.ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን
ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ ንምዕዳግ ኣውፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ተቐመጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትኽኻል (ናይ ግዜ ጥራሕ ምምሕያሽ ብምግባር) ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ይዕድም።(ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሓዊስካ ይምላእ)ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንኣቅርቦት ምግቢ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2016 ዓም ካብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ዝክፈል ንዘፈር ቁጠባ ልመዓት ገጠር ወረዳና ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ገዛ ናይ ቢሮን ኣቅሑት : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍ ምርባሕ : ናይ ተፈጥሮ እፅዋት ዘርእን : ናይ ሕርሻ መሳርሒታት መዓርን ናይ ማዕር ዉፅኢታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(ቐይሕ ሓመድ) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን