ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንመስተይ ተክሊ ማይ ቦቲ ምሕደረ ሓምለዋይ ልምዓት ማለት እዉን ግሪነሪ ማናጅመንት ኣቅሑት : መኪናን: መጋረጃን ን2016 ዓም በጅት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመጋረጃን ምንፃፍንመኪና ክራይማሽነሪ ክራይጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ብናይ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2016 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ 17 ኮንደሜኒየም ዘሎ ሓድሽ ድልድል ክሳብ ገብሪኤል ኣደባባይ ከምኡ ድማ ካብ ምብራቅ ገፅ ዘሎ ካብ ናይ ደጋ ገብሪኤል በሪ እስካብ ሐማሪ ተካ መዕፀፊ አጋይሽ 18 ታክሲ ዘሎ መወደእታ ሚዲያን ከምኡድማ ካብ ዕደጋ ብዕራይ ዘሎ አደባባይ ክሳብ መቐለ ዩኒቨርስቲ እንስሳ ሕክምና ቨተርነሪ ዩኒቨርስቲ ዘሎ ሚዲያ ንሳምረ ኣስፓልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዘም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ መሰረተ ገይርኩም ክትወዳደሩ ትድልዩ ብኣክብሮት ፃዉዒት የቅርብዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣሌክትሮኒከስ: መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ግሪነሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ወ/ሮ ኣኽበረት ገ/ፃዲቕ በትግራይ ክልል ቃፍታ ሑመራ ወረዳ ባሕሪ ሰላም ኣከባቢ የሚገኝዉዉና 600 ሄክታር የሰሊጥ እርሻ ልማት ማቓቃምያ /ማስፋፍያ ከኢ/ያ ልማት ባንክ የወሰዱትን ብድር ገንዘብ ወቅቱን ጠብቀዉ ተመላሽ ባለመድረጋቸዉ ምክንያት የ 30 ቀን ሕግ ማስጠንቀቅያ ተሰጥዋቸዉ መክፈል ስላልቻሉ ባንኩ በኣዋጅ ቁጥር 97/90 እና 98/90 በተሰጠዉ ስልጣን መሰረት የሐራጅ እርምጃ መዉሰድ ያስእለዉ ዘንድ ፕሮጀክቱ በጊዚያዊነት በመረከብ በኣዲስ ዘመን ጋዜጣ የሓራጅ ማስታወቅያ ኣዉጥቶ የነበረ ሲሆን በሃገሪቱ በተከሰተዉ ኮረና ባይረስ ወረርሽኝ ምክንያት የሓራጅ ስነ-ስርዓቱ ተሰርዛል ስለሆነም በቀጣይ የሓራጅ ሂደት እንደሚከናወን ድረስ የእርሻ መሬቱን በማከራየት ገቢዉ ከተበዳሪዉ ዕዳ እንዲቀነስ ለማድረግ እንዲችል የኣንድ የምርት ዘመን ማለትም ለ 2012/2012 የምርት ዘመን ብቻ ማከራየት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከተ/ዓዲ /ሓቂ ኣብ ጣብያ ደብረ ገነት ዝርከብ ተሓራሳይ መሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክጫርት ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት 51.5 ሄክታር ዘሎ መሬት ክትጫረቱ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ወ/ሮ ኣኽበረት ገ/ፃዲቕ በትግራይ ክልል ቃፍታ ሑመራ ወረዳ ባሕሪ ሰላም ኣከባቢ የሚገኝዉዉና 600 ሄክታር የሰሊጥ እርሻ ልማት ማቓቃምያ /ማስፋፍያ ከኢ/ያ ልማት ባንክ የወሰዱትን ብድር ገንዘብ ወቅቱን ጠብቀዉ ተመላሽ ባለመድረጋቸዉ ምክንያት የ 30 ቀን ሕግ ማስጠንቀቅያ ተሰጥዋቸዉ መክፈል ስላልቻሉ ባንኩ በኣዋጅ ቁጥር 97/90 እና 98/90 በተሰጠዉ ስልጣን መሰረት የሐራጅ እርምጃ መዉሰድ ያስእለዉ ዘንድ ፕሮጀክቱ በጊዚያዊነት በመረከብ በኣዲስ ዘመን ጋዜጣ የሓራጅ ማስታወቅያ ኣዉጥቶ የነበረ ሲሆን በሃገሪቱ በተከሰተዉ ኮረና ባይረስ ወረርሽኝ ምክንያት የሓራጅ ስነ-ስርዓቱ ተሰርዛል ስለሆነም በቀጣይ የሓራጅ ሂደት እንደሚከናወን ድረስ የእርሻ መሬቱን በማከራየት ገቢዉ ከተበዳሪዉ ዕዳ እንዲቀነስ ለማድረግ እንዲችል የኣንድ የምርት ዘመን ማለትም ለ 2012/2012 የምርት ዘመን ብቻ ማከራየት ይፈልጋል ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ/ ህወሓት/ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ /ሳዕሪ ኮንስትራክሽን/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን ቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ግቢ ዝርከብ ዕንበባታትን ቐወምቲ ተኽልታትን ምቕምቃም ቁመቱ ምቅናስ ዘየድልዮ ምዉጋድ ዘየድልዩ ፀሃያታት ምፅሃይ ዝመሳሰሉ ስራሕቲ ብግሪነር ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ብዘለዎም ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ግልጋሎት ዝዉዕል ፈልሲ ፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ