ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
... ዓ/ም 2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበር ወዛም ዓለባ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ ንንይ ሓባር ዘበናዊ ማእኸል ዕዳጋ ንምስራሕ ካብ ሚያዝያ/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ/2017ዓ/ም ሕጋዊ ኦዲት ክትገብር ስለዝደለየትዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፋይናንስ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብናይ ደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ካብ ጥሪ 1/2016 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2017 ዓ.ም ናይ 1 ዓመትን 6 ወርሒን ብ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ፋይናንስ ስራሕትና ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 3, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2024 ክሳብ ዕለት Jun 30- 2025 (ናይ 2017 በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 1, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ብኣዋጅ 985/2009 ብብርኪ ክልል ንምስራሕ ፍቓድ ዝተወሃበ ሕ/ስ/ማሕበር ኾይኑ ናይ 2016/2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ንምግባር ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ወጊንና ኦዲት ክግብር (ሒሳብ ንክምርመር) ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 30, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን