ማሕበር ተራድኦ ምድሓን ኣዴታት ትግራይ፣ ካብ 11/9/2015 ዓ/ም ክሳብ 30/11/2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘሎ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
... ት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብሕጋወያን ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፋይናንስ ስራሕቲ ኣፈፃፅማ ብናይ ደገ ኦዲተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበርና ተሰፋ ዕቋርን ልቓሕን ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብ/ስራ/ማሕበር ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ስራሕቲ ማለትውን (ካብ ነሓሰ 2016 ክሳብ ሓምለ 2017ዓ.ም) ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ስራሕቲ ተሰሪሑ ክቕርበልና ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ፖሊ ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ሰለስተ(3) ነጥብታት ዝተፈቐደሎም ናይ ደገ ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ናይ ደገ ኦዲት/external audit/ ከግብር ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋር ልቓሕን ዳዕሮ ናይ2017ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተጫረቲ ክትረቱ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን