ዕለት፡-2211-2017 ዓ.ም
ቁፅሪ: - NST/1483/17
ምልክታ ጨረታ ኦዲተር
ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ስብ ሞያ ክትወዳደሩ ንዕድም ።
ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቋሒታት
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅርን (ቲን) ዘለዎ፡፡
2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
3 1ይ ደረጃ ፍቃድ ኦዲት ዘለዎ፣ ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ዘቅርብን
4 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 22/11/2017 ዓ.ም
5 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/11/2017 ዓ.ም
6 ማሕበርና ኦዲት ንምግባር ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኩም ዋጋ መቅረቢ ፕርፎርማ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተም ገይርኩም ቅዳሕ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፅን ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 22/11/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 26/11/2017 ዓ.ም ንክትምዝገቡ ንዕድም ፡፡
| ተ/ቁ | ዓይነት ሰነድ | መዐቀኒ | በዝሒ |
|---|---|---|---|
| 1 | ወፃኢ ስነድ | ቦክስ ፋይል | 02 |
መብርሂ ፤-ንዝበለፀ ሓበረታ ንምርካብ ኣቀዲሞም ኣብ መቐለ ዝርከብ ሞሞና ህንፃ 10 ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ እዮም ::
ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡
ድሕሪት