... ት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣላጀ ነቲ ዉረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓምፕ ማለት እዉን ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሪክን ናይ መሳርሒ ተኽሊ ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... ት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤትፅሕፈት ል/እ/ም/ፋይናንስ ንናይ ዘፈር ቄጠባት ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ናይ ማይ ሞተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... ብ ሰገን ንፓምፕ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለወጥጫ ሕትመትን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮና ኣርሚ 22 ሰራዊትና ኣብ ዝነብረሎም መንበሪታት ዝርከቡ ናይ መብራህቲ ኤለትሪክ መፀጋገኒ ዝውዕሉ ኤለትሪክ ኣቕሑት አጫሪትና ክንዕድግ ስለ ዝደልና ኣዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን