ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ