ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት አዉን ንምድብ 1 training web based application development using JavaScript angular js and mysql server lot 2 advanced treaning office machines hardware and electronics equipment maintenance ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ