ተዓፅዩ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ GEQIPE IPF ከምኡዉን ካብ CALM ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን፡ ምድብ-1/LOT-1፡- ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅርየት ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2፡- ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ፣ ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ኤኬክትሮኒክስ ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ