ተዓፅዩ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግይ/UNDP/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ