ተዓፅዩ
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ሱቆጣ ዲክላራሽን ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል (AFRIDEV HAND US with all accessories. እፍዴቭ ምንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋደ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 15, 2016 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ