ተዓፅዩ
ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቑሓ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ