Closed
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 8, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ