Closed
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ስፔር መኪናን ጎማን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ