ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሕትመትን፣ /ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ዝኮንኩምን ዘይኮንኩምን/ ክትሳተፉ ትክእሉ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ሰርትፊኬት ሕትመት ምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

በኢትዮጵያ ጉምሩክ ኮሚሽን መቀለ ቅ/ፅ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ ዕቃዎች በዝግ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ ኣወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.97 (-0.21)162.58 (-0.21)
180.71 (0.05)182.51 (0.04)
24 (0)24.35 (-0.03)
9.8 (0.01)9.9 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2019