ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፣ኤሌክትሮኒክስን፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ደጎዓ ተምቤን