ተዓፅዩ
ኩባንያና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ መኪና ተካርዩ ከወግድ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም / ረሳሕ ፈሳሲ ምዉጋድ ሽንት ቤት ምምጣጥ በዝሒ 01/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ