ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳርን ካብኔ ሴክሪታርያትን ስግግር ልምዓት ቁጠባ ቁ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ናይ መኪና መጋየፂን ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2016 2:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ሐደ ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 150 ፍረ : ክልተ ኦተር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 3.14 m * ቁመት 4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ :ሰለስተ ኢነር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2.51m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2016 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2016 11:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ---
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019