ተዓፅዩ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ 2017 ዓ/ም ንግልጋሎት ዝውዕል ኣጀንዳን መዘከርታ ደፍተርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ በዚ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ