ተዓፅዩ
ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጥረ ኣቕሓ ሒዞም ዝመፁ ጣውላታት (ፓሌት) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንኽትሳተፉ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ