ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ክ/ከተማ ሰሜን ፍሉይ ሽሙ ስውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ህንፃ ዝዓረፎ ፡ ፊቱ መሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ስደታት ፅዕንቶ ምንካይ ምላሽ ዉሃቢ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት RDIP 2 ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳና እትርከብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ህንፀት ሐድሽ ዝርገሐ መስማር ማይ ህንፀት ሐድሽ ዋና ማይ መዋህለሊ ገንኢን ፓምፕ ካባቢ ድማ ዝራያ ሓፁር ምሕፃር ህንፀት ሐድሽ መዓደሊ ነቁጣ ማይን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ፅገና ማለት እዉን ፅገና ዝነበረ መዋህለሊ ማይ ገንኢ ፅገና ናይ ዋርዲያ መሕደሪ ገዛን ፅገናን ማዐደሊ ማይ ናቁጣታትን ሶላር ሲስተምን ዝረገሐን ተከላን ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተጫረቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.18 (0.19)162.79 (0.19)
180.66 (0.1)182.47 (0.1)
24 (0)24.38 (0.04)
9.79 (0)9.89 (0)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2019